Fana: At a Speed of Life!

ዝገጠመና ማሕለኻ ንምስጋር ማሕበራዊ ክብርታትና ክነጠናኽር ይግባእ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዘጋጠሙ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ማሕለኻታት ንምስጋር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ማሕበረሳዊን ተፈጥሮኣዊን ክብርታት ምክንኻን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሰራሕተኛታት እቲ በይቶን ኣብ መርሃ ግብሪ ራብዓይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.