Fana: At a Speed of Life!

ዩን ሱክ ዮል ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩን ሱክ ዮል ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቀፀልቲ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ኮሪያታት ዘሎ ምስሕሓብ ንምዝሓል ኣድሂቦም ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም።

ኣብ ስነሰርዓት እቲ ቃለ ማሕላ፥ ፒዮንግያንግ ልሳነ ምድሪ ኮሪያ ካብ ኒውክለር ናፃ ንምግባር ካብ ልባ እንተሰሪሓ ሃገሮም ምስ ካልኦት ሃገራት ዓለም ብምዃን ኢኮኖሚ ሰሜን ኮሪያ ዘጠናኽሩን ናብራ ህዝቢ ዘመሓይሹን ትልሚ ከምእተዳሉ ቃል ምእታዎም ተገሊፁ።

እቲ መርሃ ግብሪ ኒውክለር ንሃገሮም ጥራሕ ዘይኮነስ ንሰሜን ምብራቕ ኤስያ እውን ስግኣት ክምዝኾነ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ሰለማዊ መፍትሒን ድርድርን ንምግባር በሮም ክፍቲ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.