Fana: At a Speed of Life!

ደቡብ ሱዳን ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ደቡብ ሱዳን ሃገሮም ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፆም።

ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ፥ ምስ ምክልትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሰዳን ታባን ዴንግ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ድሕንነት ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ዝኾኑ ቱት ጋትሉዋክ ተዛቲዮም።

እቶም ሓለፍቲ ሃገሮም ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ንምስላፍ ቅዋም ከምዘለዋ ተዛሪቦም።

እቶም ተዛተይቲ፥ ኣብ ቀጣናዊ ሰላምን ጉዳያት ድሕንነትን ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ።

ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣፅንኦት ምሃቦም ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጁባ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.