Fana: At a Speed of Life!

ዲጂታል ዲፕሎማሲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሙሁራን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ሁርቃቶ፣ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ሓዊሱ ካብ ኩለን ዩኒቨርሲቲታት ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ኣብቲ መድረኽ ድማ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ስዒቡ እናጋጠመ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምምካት ዘኽእልን ማእኸል ዲጂታል ዲፕሎማሲ ንምጥንኻርን ዝዓለመ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ።

ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምጥያሽ እቲ ማእኸል ኩሎም ዜጋታት ዲፕሎማሰኛታት ኢዮም ዝብል ሓሳብ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.