Fana: At a Speed of Life!

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ።

ኣብቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ምስ ሆላንዳዊት ጋንታ ፊይኖርድ ከምኡ እውን ካሊእ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢሲሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ሬንስ ተራኺበን፡፡

ፈረንሳዊት ጋንታ ሌንስ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ፍሬቡርግ ፤ ስዊዘርላንዳዊት ያንግ ቦይስ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ቤኔፊካ ምስ ቱሉዝ ክራኸባ ኢየን፡፡

ብራጋ ምስ ቃራባግ፣ ጋላታሳራይ ምስ ስፓርታ ፕራግ ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ ማርሴይ ከምዝራኸባ ኣብ ዝወፅ መርሃ ግብሪ የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.