Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ናይ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መሰተአን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጂያን ምባንዳ ተዛቲየን።

እቶም መራሕቲ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ጥዕና ጠንካራ ሽርክና ንምፍጣር ዘኽእል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

በፍላይ ኣብ ምድላውን ምሃብ ምላሽን ሃንደበታዊ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ትኹረት በምግባር ምዝታዮም እተን ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.