Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም።

ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናብፀሖ ዝርከብ ሰብኣዊን ንዋታዊን ዕንወት ኣመልኪቶም ነተን ኣምባሳደር መብርሂ ሂቦምወን።

በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተመዘዛበሉ ወገናት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምዝተዛተዩ እውን ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.