Fana: At a Speed of Life!

ፋውንዴሽን ሮታሪ ንሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጦ ሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋውንዴሽን ሮታሪ ንሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጦ ሂቡወን።

ፋውንዴሽን ሮታሪ፥ ነተን ሚኒስትር ፖል ሃሪስ ፌለው ገይሩ ኢዩ ሸይሙወን ዘሎ።

ዶክተር ሊያ፥ ናይ ክብሪ ኣባል ሮታሪ ክበብ ምዕራብ ኣዲስ ኣበባ ምዃነን እውን ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.