Fana: At a Speed of Life!

ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘካተተ ልኡኽ ኣፍሪካ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳተፍ ኣሎ።

ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትር ንግዲን ጠጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ይሳተፉ ኣለዉ።

ሚኒስትራት ንግዲ ኣባል ሃገራት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብቲ ኣኼባ ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።

ፈላማይ ኣጀንዳ እቲ ኣኼባ፥ “ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ(AfCFTA)” ትግበራ ንምስላጥ ግደ ዓውዲ ወልቀ ብዝምልከት ፀብፃባት ቀሪቦም ዘተ ከምዝግበር ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.