Fana: At a Speed of Life!

ፍሉጣት ድምፃውያን ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ድምፃውያን ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ኣቕሪቦም።

እቶም ድምፃውያን ብዓርሰ ተበግሶ ዘቕረብዎ ምድላው “ቅድሚያ ለእናት ሀገር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ዋና ኣዛዚ ልኡኽ ምኽባር ሰላም እቲ ማእኸል ኮሎኔል ኣዲሱ ተርፋሳ ከምዝበልዎ፥ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብን ወተሃደራትን ዝኸፍልዎ ዋጋ የመሳስሎም ኢዩ።

ክልቲኦም ምትእስሳሮም ሙያዊ ኢዩ ብምባል፥ንሓድነት ሃገር ዘይትካእ ግደ ከምዝፃወቱ ተዛሪቦም።

ከምዘይንፈላለ ገይሩ ዘተኣሳሰረና ኢትዮጵያውነት ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ሓዊ ኮይኑ ይልብልቦ ኣሎ ዝበሉ እቶም ኮሎኔል፥ ኢትዮጵያዊ ምዃን ኩርኣት ካምዝኾነ ምግላፆም ኢፕድ ፀብፂቡ።

ኣብቲምድላው፥ አረጋኸኝ ወራሽ፣ ጸጋዬ እሸቱ፣ ግርማ ተፈራ፣ ታደለ ሮባ፣ ማዲንጐ አፈወርቅ፣ ጌታቸው ሃይለማርያም፣ መስፍን በቀለ፣ ግርማ ተፈራ፣ መሰረት በለጠ (ጉምጉም)፣ ጌትሽ ማሞ፣ ማሚላ ሉቃስ ፣ መሳፍንት፣ ጥላሁን አወቀን ካልኦት ኣርቲስታትን ስራሕቶም ንምልምል ወተሃደራት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.