Fana: At a Speed of Life!

ፍሪያት ኣፍረይቲን ኣቕረብተትን መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ከምዝተዳኸመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ኣፍረይቲን ኣቕረብተትን መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምስ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ እንትነፃፀር ከምዝተዳኸመ ተገሊፁ።

ኣገልግሎት ኣቕረብቲ መድሓኒት ኢትዮጵያ ምስ ኣፍረይቲን ኣቕረብተትን መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝገበሮ መድረኽ ዘተ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ኣቕርቦት እታዎታት ሕክምና ኢዩ።

ኣፍረይቲን ኣቕረብተትን መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት 60 ሚኢታዊ ንምዕባይ ትልሚ እንተተትሓዘ እወን ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ካብ እዋን ናብ እን እናወረደ ይኸይድ ምህላዉ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ሸሞንተ ሚኒታዊ ጥራሕ ይሽፍኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ብዘቢብ ተኽላይ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.