Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል- ቡርሃን  ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም።

ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚስትራት ኢጋድ ንዝተሳተፉ ሚኒስትራት ጌዳይ ወፃኢ እንግዶት ድራር ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.