Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።

እተን ፕሬዚዳንት፥ ”በቢከባቢኡ ንዘለኹም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሙሉእ በዓል ጥምቀት ንክኾነልኩም እምነ” ኢለን።

እቲ በዓል እንትኽብር ነዚ ዕድል ዘይብሎም፣ ኣብ ፀገም ንዘለዉ ብዙሓት ወገናትና ንሕሰብ፣ ተሓባቢርና ንሓግዞም እውን ኢለን።

”ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንከላኸል፣ ከይንዘናጋዕ ሓደራ” ብምባል ምልእኽተን ኣመሓላሊፈን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.