Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን።

ኣብ መልእኽተን፥ “ብርቱዓት ኢትዮጵያውያን ዘለዎም ውሽጣውን ግዳማውን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ግድብና ኣብዚ ብርኪ ምብፅሖም ኣዝዩ የመስግኖም” ኢለን።

ንመላእ ኢትዮጵያውያን ከምኡውን ለይቲን ቀትሪን ኣብ ስራሕቲ እቲ ግድብ ንዝሳተፉ ኩሎም ብባዕለይን ብስም መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን እንኳዕ ደስ በለኩም እብል” ክብላ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.