Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብዚ ሰሙን ንዝኽበር በዓል ዒድ ንምኽባር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ደገፋት ምግቢ ገይረን።

እቲ ደገፍ ኣብ ቀፅሪ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ብምርካብ ኣበርኪተን።

ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ኡመር እድሪስ እተን ፕሬዚዳነት ንዝገበርኡ ደገፍ አመስጊኖም ክብልግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.