Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሴኪዮሄን ተረኺቦም።

ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብደምን ኣዕፅምቲን ዝተዛመደ ብዙሕ ዓመት ዘቑፀረ ፅኑዕ ርክብ ዘለወን ሃገራት ኢየን ኢሎም።

እቲ ርክብ ብፕሮጀክቲታት ልምዓት ምጥንኻሩ ንቐፃሊ ርክብ እታዎት ከምዝኸውን ድማ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.