Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2020

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትምህርቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምክልኻለል ዘኽእል ምኽረ-ሓሳብ ፖሊሲ ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀፃሊ ዕፃ ትምህርቲ ዝምልከቶ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ትካል ዓለም ለኸ ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ካልኣይ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ንፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዝውዴ ሓዊሱ ዝምልከቶም ኣካላት ተሳተፍቲ ኮይኖም። ቫይረስ ኮሮና ኣብ…

ኣብ መላእ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ለኸ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሰለስተ ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። መዓልታዊ ፀብፃብ ቫይረስ ኮሮና ወርልድኦሜተር ከምዘመላኸቶ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 3 ሚሊየን 4 ሺሕን 116 ከምዝበፅሕን ህይወቶም…

ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብመሰረት እዚ ንሳልሳይ እዋን ዝተልኣኹ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን(ማስክታት)፣ 500 ሺሕ…

ካብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጓዓዝ ዝነበረ መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ካብ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣቶብስ መመላለሲት ህዝቢ ምስ ገልባጢት ከቢድ ፅዕነት መኪና ተጋጭያ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11ን ፈረቓን ዘጋጠመ…

ኣብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 905 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት  905 ሺሕን 333 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ጆን ሆፕኪንስ ዘውፅኦ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥ ኣብታ ሃገር ቍፅሪ በቲ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 50 ሺሕ ኮይኑ ኣሎ።። ኣብ ዝሓለፈ 24…

ካብ ውልቀ ሰብ ጀሚሩ ክሳብ ሃገር ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ዘሎ መሸጣን ዝውውርን ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ብሕብረት ምክልኻል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ካብ ውልቀ ሰብ ጀሚሩ ክሳብ ሃገር ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ዘሎ መሸጣን ዝውውርን ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ብሕብረት ምክልኻል ከምዝግባእ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴሪኢ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣተሓሳሲበን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ…

ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣብ ምንቅስቓስ መጓዓዝያ ዝነበረ ክልከላ ብኽፋል ኣማሓይሽዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣብ ምንቅስቓስ መጓዓዝያ ዝነበረ ክልከላ ብኽፋል ኣማሓይሽዎ። ነዚ ኣመልኪቱ ቢሮ ኮንስትራክሽን፣ መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ አቻብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ውሽጢ ወረዳ ጥራሕ ምንቅስቓስ…

ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና እውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና ኢዩ ክብሉ ኣባል ጉጅለ ድርድር ኣባይ ገሊፆም። እቶም ኣብ ጉዳይ ኣባይ ብዙሕ ምርምርን መፅናዕትን ዘካየዱን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣባል ጉጅለ ልኡኽ…

ኣብ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ክልል ሶማሌ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ከባቢ ኦጋዴን ሸሞንተ ትሪሊየን ጫማ ዝግመት ጋዝ ተፈጥሮ መጠኑ እናተፈለየ ዝርከብ ክዙን ናይ ነዳዲ ፈሳሲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ 3 ሚሊየን ገዛውቲ ተባፂሑ – ዶ/ር ሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተገበረ ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ ሰለስተ ሚሊየን ገዛውቲ ከምዝተባፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ፍተሻ ዝርገሐ…