Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2020

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 80 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…

ዛላምበሳ-ዓሊተና ሓዊሱ ኣብ 7 ከባቢታት መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣብ ሸውዓተ ከባቢታት እዛ ሃገር ብ11 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሙ። እቶም መገዲታታት ብድምር 509 ነጥቢ 11 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት…

ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ለይቲ ሰዓት 7፡30 ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ዘመናዊ ዱኽዒ/ማዳበሪያ ብምፅዓን ካብ ኣዳማ ተበጊሳ ኣብቲ ከተማ እንትትበፅሕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኢዩ እቶም ሰባት…

ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒ ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ ሲሊንደራት ኦክስጅን ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መሳርሒ 3 ሺሕን 322 በዝሒ ዘለዎ እንትኸውን፥ ናብ 31 ዝተመረፃ ሆስፒታላት፣…

ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም። ኣይተ ጌታቸው፥ ልዕሊ 20 ዓመት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ናይቶም ኩባኒያታት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዶክተር ኣረጋ ይርዳው ካብ…

ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ክኽፈት ኢዩ – ቢሮ ሓላዋ ጥዕና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና (RT_PCR) ኣብዚ ሰሙን ንምኽፋት ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሓላዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ምግቢ ተንከፍ ዝኾኑ እታወታት ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣረኪቡ። ኣብ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቢ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፥…

ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ተታሒዞም – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ከምዝተታሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስተር፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳታት ኣነሞርን ኤነርን ካብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ምልክት እቲ ሕማም ምርኣዪ…

ካብ ቫይረስ ኮሮና ዝሓወዩ ቀዳማይ ሚኒስተር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ካብ ቫይረስ ኮሮና ስለዝሓወዩ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም። እቲ ቫይረስ ምስተረኸቦም ኣብ ከተማ ለንደን ዝርከብ ሴንት ቶማስ ሆስፒታል ኣትዮም ንሓደ ሰሙን ጥቡቕ ሕክምናዊ ክትትል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 ምብፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጠን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 943 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ…