Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2021

282 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)282 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ድማ እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ንኣባል ሃገራት ከምዘቕርብ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ /ሲዲሲ/ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ጆን ንከንጋሶንግ፥ እቲ ክታበት ዝርከብ ስልሒት ኣስትራዜንካ ኦክስፎርድ…

ኣብ መንፈቕ ዓመት ዘፈር መዓድን ብዕፅፊ ዝዓበይ እንትኸውን ኢንዱስትሪን ንግዲን ትልሞም ከምዘዐወቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ መንፈቕ ዓመት ዘፈር መዓድን ብዕፅፊ ዝዓበይ እንትኸውን ኢንዱስትሪን ንግዲን ትልሞም ከምዘዐወቱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር እዚ ዝበለ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት ዘፈር ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኣብ ዘካዶ…

ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ኮንፈረንስ ኩነታት ለውጢ ኣየር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ኮንፈረንስ ኩነታት ለውጢ ኣየር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሎክ ሻርማ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ምስቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተፈጠሩ ሰብኣዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኣወሃህባ ምላሽን ተግባራትን ከምኡ እውን ዝተጎድኡ…

ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኮርፖሬሽን ባንኪ ልምዓት መሬት ፌዴራልን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኮርፖሬሽን ባንኪ ልምዓት መሬት ፌዴራልን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ መሰረተ ልምዓት እቲ ኮርፖሬሽን ናብ ዲጂታል ንኸኣቱ ናይ ምግባርን ልምዓት ሳይቨር…

ኣምባሳደር ዶክተር ኣይሮሪት መሓመድ ያሲን ምስ ሓለፍቲ ናፃ ዞባ ኢኮኖሚ ሰላላህ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያን ኣብ ኦማን ኣምባሳደር ዶክተር አይሮሪት መሐመድ ያሲን ምስ ሓለፍቲ ናፃ ዞባ ኢኮኖሚ ሰላላህ  ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደርን ሰራሕተኛታት እቲ ኤምባሲን፥ ምስ ፈፃሚ ስራሕ ሰላላህ ናፃ ዞባ ኢኮኖሚ…

እንግሊዝ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሓገዝ ክትገብር ምዃና ተገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቕሚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምሕጋዝን ንምህናፅን እንግሊዝ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ…

መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝካየድ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ። “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ መድረኸ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሰብ ሞያታት፥ ሕብረተሰብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘርእዮ ዘሎ ምዝንጋዕ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ…