Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ኩባንያ ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ እንስሳት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኔዘርላንድስ ፕሮጀክት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ብምጅማር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ እንስሳት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ፥ ትማሊ ምስ ዳይሬክተር ንግዲ ፒኮሊን/ ሺፕፐርስ ኩባኒያ ኔዘርላንድስ ጄሮን ቤይጀርን ብምርኻብ…

600 ሚኒየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መከፋፈሊ ጣቢያ ኤሌክትሪክ ወራቤ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)600 ሚኒየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉን ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሕፅረት ኤሌክትሪክ ከምዝፈትሕን ህንፀት መከፋፈሊ ጣቢያ ኤሌክትሪክ ወራቤ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ህንፀት መከፋፈሊ…

ኣብ ከተማ ሃረር ዝተሃነፀ ማእኸል ሕክምና ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ህይወት ፋና ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዝተሃነፀ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ማእኸል ሕክምና ብልዕሊ 65 ሚኒየን ብር ከምዝተሃነፀ ተገሊፁ። ነቲ ማእኸል ዘድሊ ሕክምና ጨረር መውሃቢ መሳርሒታት…

ኣብ ኣገልግሎት ዘፈር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን 44 ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንውልቀ ሰብ ሃፍቲ ተዳሊዩ – ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣገልግሎት ዘፈር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምውፋር ዘኽእል 44 ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ከምዝተዳለዉ ሚኒሰስትር ታርንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኣገልግሎት ፖሊሲ…

ብሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ደንዲን ወንጪ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ወንጪ ዳንዲ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ እዋን ዑደት ድማ ፕሮጀክት ወንጪ ዳንዲ ኣብ ዝተትሓዘሉ ትልሚ እናተሰርሐ ከምዝኾነ…

ብ54 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስኖ ኮሾ ርኽክብ ሳይት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ የም ፍሉይ ወረዳ ሳጃ ምምሕዳር ብ54 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስኖ ኮሾ ርኽክብ ሳይት ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ማይ መዓድንን ኢነርጂን እቲ ወረዳ ኣይተ ጂሀድ ሳንቢ፥ ናህሪ ናብሪ…

ኣብ ዩክሬይን ኣብ ትምህርቲ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በርሊን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩክሬይን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ቅድሚ ምንቅስቓሶም ነቲ ኤምባሲ ንኸፍልጡ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ዩክሬን ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ፀገምን ከምዝርዳእን ኢትዮጵያውያን ቅድሚ ምንቅስቓሶም…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን እተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ትማሊ ዝጀመረቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬን፣ ኪየቭ ልዑል ድምፂ ኣፅዋራት ኲናት ከምዝተሰምዑ ተሓቢሩ። ሩሲያ ኣብታ ከተማ መጥቃዕቲ…

ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ 955 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 955 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቢሮ እቶት እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ መሓመድ ሓሰን፥ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክልል ኢኮኖሚ ዘፈልፍሎ እቶት ብግቡእ ንምእካብ ፃዕሪ…

ኣስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ንምምላስ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ብቕርበት እናተሰርሐ ምዃኑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣፍሊጡ። በዓል ሙሉእ ስልጣነ ኣምባሳደር…