Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ምዝዛሙ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታትን ስራሕቲ ፓርቲን ተዛቲዩ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝሳለጡ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕመጠ ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ህዝባዊ ሓድነት ወሳኒ መሳርሒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ ሰባት እናዘረፈ፣ እናሳቐየን እናቐተለን ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ህዝባዊ ሓድነት ወሳኒ መሳርሒ ከምዝኾነ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ገሊፁ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣየተ ታዬ ጉዲሳ ከምዝገለፁዎ፥ ግብረ…

ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ኣብ ስፔን ብዝተኻሄደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትር ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ኣብ ስፔን ላ ፕላና ብዝተኻሄደ ውድድር ጉያ ጎዳና 10 ኪሎ ሜትር ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ። እታ ኣትሌት 29:14 ብዝኸነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ወሰን ኣመዝጊባ ዘላ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…

ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ተምሃሩኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 475 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ። ካብ ሞንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 140 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢየን፡፡ እቲ ሆስፒታል ዝተመስረተሉ መበል 75 ዓመት ክብረ በዓል…

ሓይሊ ኣየር ኣብ ወፍሪታት ምኽባር ሕጊን ህብረ ብሀሄራዊ ሓድነትን ልዑል ኣስተዋፅኡ ንዘበርከቱ ኣካላት ሎሚ መዓልቲ ኣፍልጦ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪታት ምኽባር ሕጊን ህብረ ብሀሄራዊ ሓድነትን ልዑል ኣስተዋፅኡ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ምሃብን ንላዕለዎት መኮንናት መዓርግ ናይ ምልባስን ስነ-ስርዓት ከምዝካየድ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን እቲ ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ተሸመ…

ኣብ እዚ ደቡብ መበል 30 ክፍለ ጦር ነበልባል መርሃ ግብሪ ምሃብ ሜዳሊያና መዓርግን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዚ ደቡብ መበል 30 ክፍለ ጦር ነበልባል ብኣፈፃፅማ ስረሖም ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት መርሃ ግብሪ ምሃብ ሜዳሊያና መዓርግን ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሌተናል ጄነራል ሰለሞን ኢተፋ፣ ዋና ኣዛዚ እዚ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ዓፋርን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ዓፋርን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ካብ ሕረተሰብን ካብ ዝተፈላለዩ ሰብ ሃፍቲን ዝተኣኻኸበ እንትኸውን፥ ኣብ ክልቲኦም ክልላት…

ፆም ኣርባዓ ንዝተመዛበሉን ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ሓገዝ ንገብረሉ ክኸውን ይግባእ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፆም ኣርባዓ ንዝተመዛበሉን ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ሓገዝ ንገብረሉ ክኸውን ከምዝግባእ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማቲያስ ኣገንዚቦም። ፓትሪያርክ ብፁዕ…

ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ኣብ ዝፀዓነት ተሸከርካሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር ህይት ኣባላት ፖሊስ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ኣብ ዝፀዓነት ተሸከርካሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር ህይት ኣባላት ፖሊስ ምሕላፉ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኮማንደር ኣየልኝ ታክሎ ንፋና ከምዝገለፁዎ፥ ካብ መስመር ጭልጋ ዘይሕጋዊ…

ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ፖላንድ ዶብ ኣቋሪፆም ንክኣትዉ ከምዝተፈቐደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ፖላንድ ዶብ ኣቋሪፆም ንክኣትዉ ከምዝተፈቐደ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ከምዝበሎ፥ እቲ ፍቓድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፖላንድ ብምዝርራብ ኢዩ ተወሲኑ። ስለዝኾነ ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ…