Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2023

ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ይደልዩ ኢዮም – ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ዓውዲታ ኢንቨስትመንት ሕርሻን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ገሊፆም። ሚኒስትር ኢንዱትሪ መላኩ ኣለበል ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጎን…

መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ክወሃብ ኢዩ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 21፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ትኽክለኛ ቁፅሪ ተፈተንቲ ከፃሪ ብምግባር÷ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ 95 ሺሕን 755 ከምኡ እውን ካብ…

ዓቕሚ ምፍራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከደንፍዕ ዝኽእል ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ገላን ዝርከቡ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ጠለብ ወፃኢ ንግዲ ብምምላእን ኣተውቲ ፍርያታት ኣብ ምትካእን ዝርከቡ ኣፍረይቲ ተዓዚቦም፡፡ ካብ…

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ጃፓን ኣብ ”ኢትዮዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ግዚኡ ሕዚ እዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሴሚናር ኢንቨስትመንት ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ ኣምበሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣምባሳደር…

ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ተራ ንዝነበሮም ኩሎም አመስጊኑ። ህዝበ ሙስሊም ምስ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ኣካላት ፀፅታን…

ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ኣብ ጎደና ሰማእታት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ ብዓል ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ በዓል ሃይማኖታዊ…

ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ከተማ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ጅማ፣ ሰማራ፣ ጅጅጋ፣ ኣዳማ፣ ድሬዳዋ፣…

መበል 1 ሽሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 444 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር…

ንጉጅለ ግብረ ራዕደ ሸኔ ሓገዝ ዕጥቂ ንምግባር ይጓዓዙ ነይሮም ዝተብሃሉ 2 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕደ ሸኔ ሓገዝ ዕጥቂ ንምግባር ይጓዓዙ ነይሮም ዝተብሃሉ 2 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ 20 ሰነ 2015 ዓ.ም መበገሲኦም ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ለቡ ብምግባር ሓደ…