Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2023

ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ምስ ኩባኒያት ኣፍረይቲ ወርቂ ዘቲዮም። እቶም ኩባኒያታት ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝሓሸ ፍሪያት ንከፍሪዩ ኣድላዪ ደገፍን ክትትልን ከምዝግበር…

ልኡኽ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ 112 ኣባላትን ዝሓዘ ልኡኽ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ጅቡቲ ካብ 25 ክሳብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ምስ ሓላፊ መትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ስቴፋን ሎክ (ዶ/ር) ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ፥…

ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ንምፍራም ምስ ዌስትሃም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ክብረ ወሰን እታ ጋንታ ብዝኾነ ዋጋ ንምፍራም ምስ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ተስማዕሚዓ። ኣርሰናል ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምዝውዋር 100 ሚሊየን ፓውንድ ክፍሊት ከምኡ እውን ተወሳኺ…

ንሰነድ ፖሊሲ ብሔራዊ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እታወት መተኣኻኸቢ ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ንሰነድ ፖሊሲ ብሔራዊ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ናይ መዳርግቲ ኣካላት እታወት ንምእካብ ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰነድ ፅባሕ ምስረታ እቲ ትካል ዝጀመረ እታወትን ምውዳድን ሰብ ሞያታት ተወሲኹዎ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ምቹው…

ልዕሊ 838 ግራም ወርቂ እናሓብኡን ዘዩሕጋዊ ጦር መሳርሒ ሒዞምን ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ጋምቤላን ልዕሊ 838 ግራም ወርቂ እናሓብኡን ዘዩሕጋዊ ጦር መሳርሒ ሒዞምን ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2 ሺሕን 389 ኢንተርፕራይዛት ንዝተወደቡ 12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ምምሕዳርን ምርካቦም…

ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽን ኣማራፂ ልምዓት ዝሕደስ ሓይሊ ንምስፍሕፋሕን ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ብሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ዩኒቨርሲቲ ሕርሻ ቻይናን ዩኒቨርሲቲ ወላይታ…

ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ – ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ - ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፍሉይ ጉባኤ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ፤ ፕሬዚዳንት እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ናይቲ እዋን ምክትል ቀዳማይ…

ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቲቶም። አይተ ጌታቸው ረዳ÷ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ…