Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግዜኢ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግልጋሎት ዜና ኣገልግሎት(ግዜኢ) ብምዃን ተሸይሞም።

እቲ ሹመት ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተሸይሞም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.