Fana: At a Speed of Life!

ሳማሪታንስ ፐርስ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳማሪታንስ ፐርስ ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ።

እቲ እካል ዝገበሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ዝኣተወ እንትኸውን፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋን ካልኦት ኣባላት ካቢኔን ተረኪቦመዎ።

ሳማሪታንስ ፐርስ ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊየን ኣዶታትን ህፃውንቲን ዝኸውን ልዕሊ 30 መሊየን ብር ግምት ዘለዎም ሃነፅቲ ምግብታት ደገፍ ምግብሩ ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.