Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓመታዊ መረፃ ተጓዓዝቲ ሽልማት ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ረኺቡ።

እቲ መገዲ ኣየር፥ ምእንግዶት በረራ፣ ተሃድሶ፣ ምግብን መስተን፣ ኣገልግሎት “ዋይ.ፋይ” ዓውዲታት ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.