Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ውሽጣዊን ግዳማዊን መጥቃዕቲታት ክምክት ዘኽእል ስራሕቲ ሪፎርም ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ውሽጣዊን ግዳማዊን መጥቃዕቲታት ክምክት ዘኽእል ስራሕቲ ሪፎርም ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ።

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ሚኒስቴር ምክልኻል ይግምግም ኣሎ።

ሰራዊት ምክልኻል ውሽጣዊን ግዳማዊን መጥቃዕቲታት ክምክት ዘኽእል ስራሕቲ ሪፎርም ከምዝተሰርሐ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሓቢሩ።

እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ካብ ሕብረተሰብ ዝተልዓሉ ሕቶታት ዘቕረበ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ሓዊሱ ኣመራርሓ እቲ ትካል ምላሽ ምሃቦም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.