Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ።

እቶም ኣኼባታት፥ ትካል ዞባታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካን መበል ሓምሻይ ሲምፖዚየም ኢኮኖሚ ሕብረት ኣፍሪካን ኢዮም።

ኣብቲ ሲምፖዚየም ዓውዲ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ ብምቅልጣፍ፣ ዘይኽበስ ኢኮኖሚ ብምህናፅን መመሓየሺ ፓሊሲ ሓምለዋይ ልምዓት ብምጉልባትን ኣቢልካ ኣብ ዞባዊ ኢኮኖሚ ዝህልዎም ግደ ተራእዩ ኢዩ።

ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዳንኤል ተሬሳ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘመዝገበቶ ውፅኢት፣ ዞባዊ ኣስተዋፅኦን ለውጢ ፖሊሲን ኣረዲኦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.