Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም።

እቶም ኩባኒያታት ዕደና ንምውፃእ ኣገልግሎት ዝህባ መካይንን ክፍሊታት ሞተርን ከምኡውን ናውቲታት ሕክምና ንምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎም ኢዮም ገሊፆም።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ተወከልቲ እተን ኩባኒያታት ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።

እቲ ኮርፖሬሽን ንኢንቨስትመንቶም ዕላዊ ምዃን ቀፃልነት ዘለዎ ደገፍ ከመዝገብር ኣረጋጊም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.