Fana: At a Speed of Life!

ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራውያን ጋንታት ኳርን ሴኔጋልን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኣሰናዳኢት ሃገር ስዕረት ኣተኣናጊዳ።

ኣብ ኳታር ስታዲየም ኣልቱማም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቡሊያን ዲያ፣ ፋሙራ ዴዴሁን ባባ ዲየንግን ናይ ሴነጋል ሽቶታት እንተመዝግቡ፤ ሞሃመድ ሞንታሪ ድማ ብሕታዊት ሽቶ ኳታር ኣመዝጊቡዋ፡፡

ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣፍሪካ ሴኔጋል ኣብቀዳማይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ብዝተቖፀሩዋ ሽቶታት ብኔዘርላንድስ 2 ን 0 ከምዝተሰዓረት ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.