Fana: At a Speed of Life!

ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት “ትንባሆ ይስሕቡ? እዚ ደው ንምባል ቁርፀኛ ይኹኑ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ሚኒስቴር ጥዕና እቲ ዕለት ኣመልኪቱ ከምዝበሎ፥ ትንባሆ ምስሓብ ደው ብምባል ተሓላለፍቲ ካብ ዘይኮኑ ሕማማትን ኮቪድ 19ን ንባዕልትና ንከላከል።

ትንባሆ ምስሓብ ደው ምባል ጥዑይን ሕጉስን ይገብር! ዝብሉን ካልኦት መልእኽቲታትን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣመሓላሊፉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.