Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ መበል 16 ከተማ ኣዲስ ኣበባ (ሲቲ ካፕ) ኮይና።

ናይ ፍፃመ ፀወታ ምስ ጋንታ መከላከያ መቻል ዝገበረት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ብብሕታዊት ሽቶ ሃብቶም ገብረእግዚኣብሄር 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሻምፒዮን ክትከውን ክኢላ።

ቅዱስ ጊዮርጊስ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ (ሲቲ ካፕ) እንትትዓትር ን7ይ ግዘ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.