Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሌሴቶ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ዙር ፀወታ ምሕዝነት ንሌሴቶ 2 ን 1 ብመስዓር ተዓዊታ።

ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምሕዝነት ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ ሌሴቶ ቅድሚ ዕረፍቲ ብሌህሎሆኖሎ ፎቶኣኔ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ እናመርሐት ናብ ዕረፍቲ ወፂኣ ነይራ፡፡

ድሕሪ ዕረፍቲ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ድማ ቸርነት ጉግሳን ከነኣን ማርክነህን ብዘመዝገቡወን ክልተ ሸቶታት ኢትዮጵያ 2 ን 1 ክትዕወት ክኢላ፡፡

ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሌሴቶ 2 ን 1 ከምዝተስዓረት ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.