Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ህንፀቱ ን10 ዓማውቲ እናተጓተ ዝፀንሐ ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ስምምዕነት ሰነድ ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ።

እቲ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኡባህ ኣደምን ተወካሊ ኮንስትራክሽን ኤቢ ኣይተ ኢዛና ኣከለውን ፈሪሞምዎ።

ህንፀት መስፋሕፍሒ ሆስፒታል ድል ጮራ ኣብ ሓደ ዓመትን መንፈቕን ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.