Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ።

እቲ ልኡኽ፥ ወተሃደራዊ ሓይሊ ቱርኪ ኣብ እዋን ክራማት ዝተውሃቦም ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ግዳጅ ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚን ምድላውን ንምርኣይ 24 ክሳብ 25 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ምብራቕ ቱርኪ ኣብ ዝተዳለወ ወተሃደራዊ ልምምድ ከምዝተሳተፈ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ወተሃደራዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ ኤምባሲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.