Fana: At a Speed of Life!

ልኡኻት ህወሓት ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህወሓት ዝለኣኣኹ ውሽጣዊ ባንዳታት ብምፍላይኣድላዪ ስጉምቲ እናተወሰደሎም ከምዝርከብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣፍሊጡ።

ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ፥ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲን ነበርቲን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ብዝፈፀሞ ወራር ብዙሕ ጥፍኣት ከምዘብፀሐ ዝሓበሩ እቶም ኣመሓዳሪ፥ ካብቲ ኲናት ብዝበለፀ ውጣዊ ባንዳታት ዝህቡዎ ሓበሬታ ልዑል ጉድኣት ከምዘስዐበ ገሊፆም፡፡

ኣብቲ ወፍሪ ማሕበረሰብ ንግዲ ንሰራዊት ደጀን ብምዃን ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪቦም።

ናይ ሕሶት ሓበሬታ ኣብ ዝፍንዉ ሸሊኾም ኣተውቲ እውን ስጉምቲ እናተወሰደሎም ከምዝኾነን ብዙሓት ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ጉዳዮም እናተፃረየ ከምዝርከብን ገሊፆም፡፡

ብዙፋን ካሳሁንን ምንይችል ኣዘዘውን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.