Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ ቤላቤሎ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን መዕረፊ ዓይኒ ኢንቨስትመንታት ኢያ –  ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ቤላቤሎ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን መዕረፊ ዓይኒ ኢንቨስትመንታት ከምዝኾነት ሚኒስትር መዓድን  ኢንጅነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።

ምስ ኩባኒያታት መዓድን ኣውስትራሊያ፣ ስዊድን፣ ካናዳ፣ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ጣሊያንን ሰፋሕቲን ሃነፅቲን ልዝባት ከምዝገበሩ እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም፡፡

እቶም ኩባኒያታት ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዘለዉዎም ኢንቨስትመንታት ካብ ምድንፋዕ ሓሊፎም ኣብ ተወሰኽቲ ኢንቨስትመንታት መዓድን ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም ኢዮም እውን ኢሎም፡፡

ኣብ ኮሎም ግምባራት ዘሎ ቃልሲና ክቕፅል ኢዩ፤ ኣብ መወዳእታ ድማ ኢትዮጵያ ክትስዕር ኢያ” ኢሎም ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ መልእኽቶም፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.