Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድ ንግዲን ብኦንላይን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድ ንግዲን ብኦንላይን ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ዓውዲ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ምርካብ ኣብ እዋን ሕድሳት ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ኣብ መዓልታት ዕረፍቲ ኣገልግሎት ምውሃቡ ብምኽኒያትነት ተረቚሑ።

ብብርኪ ሃገር ብሓፈሻ ብኦንላይንን ብባክ ኦፊስን 2 ሚሊየንን 34 ሺሕን 787 ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድ ንግዲን ከመዝተውሃበ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ መንጎ ዝተውሃቡ ኣገልግሎታት፥ ሓዱሽ ፍቓድ ምዝገባን ንግዲን፣ ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ፣ ምምሕያሽ፣ ሽም ንግዲ ከምኡውን ተመሳሰልቲ 19 ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ተረቋሕቲ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.