Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 10 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ስራሕቲ ፅገና መገዲ ተወጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 10 ቢሊየን 356 ሚሊየን 19 ሺሕን 307 ብር እዋናዊን ስሩዕን ስራሕቲ ፅገና መገዲ ከምዝተሳለጠ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡

ንስራሕቲ ፅገና ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ገንዘብ ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት እቶት ንድሕንነት ፅገና መገዲ መፈፀሚ ዝተኣከበ ኣታዊ ፈንድ መገዲ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ምምሕዳር ኣመላኺቱ፡፡

መገዲታት ከይጉድኡ ግቡእ ፅገና ንኽረኽቡ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.