Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን።

ሸሞንተ ፋብሪካታት ኢትዮጵያ ናብ ውልቀ ንምዝውዋር መንግስቲ ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዓለም ለኸ ጨረታ ምውፅኡ ይዝከር።

እተን ፋብሪካታት ሽኮር፥ ኣርጆ ዴዴሳ፣ ከሰም፣ ኦሞ ኩራዝ 1፣ ኦሞ ኩራዝ 2፣ ኦሞ ኩራዝ 3፣ ኦሞ ኩራዝ 5፣ ጣና በለስን ተንዳሆን ኢየን።

ነዚ ስዒቡ ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን።እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.