Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ካብ 26 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እቲ መርሃ ግብሪ ከምዘጀምሮ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ሐዚ እዋን ሰሙናዊ 7 በረራታት ከምዝገብር ኣብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.