Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ልምዓት ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ተግባራዊ እናተገበሩ ከምዝኾኑ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ብመንግስት ፍሉይ ትኹረት ብስፍሓት ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምሕጋዝ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት እቲ ባንክ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡

እቲ ባንኪ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምሕጋዝ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ እውን ንግዜኢ ገሊፆም፡፡

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ሃገራዊ ፖሊሲ ስታርት ኣፕ ዕላዊ ቅድሚ ምግባሩ ናይ ካልኦት ሃገራት ልምዲታትን ኣሰራርሓታትን እናፅነዐ ከምዝፀንሐ እውን ኣፍሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.