Fana: At a Speed of Life!

ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዘና ተስማዕማዕነት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ከምዝተኻየደ ገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል መዓዛ ኣበራ፥ እቲ ትካል ብቐንዱ ኣገልግሎት ላቦራቶሪ ፍተሻ ፅርየት፣ ሰርተፊኬሽን ፅርየትን ኢንስፔክሽንን ይህብ ኣለዖ ኢለን።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ከምዝተኻየደ ተዛሪበን።

ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ ቅርንጫፍ እቲ ትካል እውን ልዕሊ 31 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ፍተሻ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሉ ኣብሪሀን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.