Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 3 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 169 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊን 66 ሚሊየን ብር ናይ ሰደድን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡን፣ መድሓኒት፣ መዐወንቲ እፃት፣ መለዋወጢ ኣቑሑ መኪና፣ ዘይቲ ብልዕን ገንዘብ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራትን የርከቡዎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.