Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

ካብ 13 ክሳብ 19 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል  189 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ኣታዊን 121 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሰደድ ዝግበሩን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ እቲ ኮሚሽን ገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ናውቲታት ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡን፣ መድሓኒት፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ መለዋወጢ ኣቑሑ መኪና፣ ዘይቲ ብልዒን ገንዘባት ዝተፈላለያ ሃገራትን ይርከብዎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.