Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም።

ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ  ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ ኢየን።

ብተወሳኺ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ 3000 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንፍፃመ ውድድር መቕደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድምኣገኝን ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ንምምፃእ ብርቱዕ ንሕንሕ ከምዝገብራ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.