Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ

  • ሰዓት 7 ካሜሮን ምስ ሰስዊዘርላንድ
  • ሰዓት 1 ፖርቱጋል ምስ ጋና
  • ሰዓት 10 ኡራጋይ  ምስ ደቡብ ኮሪያ
  • ሰዓት 4 ብራዚል ምስ ሰርቢያ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።

ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታታት፥ ሞሮኮ  ምስ ክሮሺያ 0 ን 0፣ ጃፓን ምስ ጀርመን 2 ን 1፣ ስፔን ምስ ኮስታሪካ 7 ን 0 ከምኡውን ቤልጄም ምስ ካናዳ  1 ን0  ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.