Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስርት ኢዩ።

ኣብቲ ዝጣየሽ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገብሮ ጉባኤ፥ ኣፈ ጉባኤን ምኽትል ኣፈ ጉባኤን ከምዝስይም ትፅቢት ይግበር።

ካብዚ ብተወሳኺ ዝቐርቡሉ ሽመታት ርእሰ ምምሕዳርን ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን እቲ ክልል ሓዊሱ ኣፈፀምቲ ኣካላት ከምዘፅድቕ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣይተ ጌቱ ነገኦ ገሊፆም ኢዮም።

የሀረሪ ክልል ምክር ቤት 36 ወንበሮች ያሉት ምክር ቤት ነው።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.