Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገብር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እቲ ሕብረት ኣፍሊጡ።

እቲ ሕብረት ብሓፈሻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንሰብንኣዊ  ደገፍ ዝኸውን 331 ሚሊየን ዩሮ ከምዝህብ ዕላዊ ገይሩ።

ንውሕስነት ምግቢ፣ ዝተመዛበሉን ስደተኛታትን፣ ንሓደጋ ደልዉነት ከምኡውን ትምህርቲ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ ኣብ 2023 ብጎንፂን ድርቂን ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ክገብር ኢዩ ተባሂሉ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.