Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ 1 ሺሕን 231 ደቂ ተባዕትዮ፣ 1 ጓል ኣንስተይቲን ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ 12 ሰገናትን ከምዝኾኑ ሓበሬታ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን የመላኽት፡፡

ንተመስቲ ዜጋታት ኣብ ማእኸላት መዕርፎ ነፈርቲን ኣብ መፅንሒን ግቡእ ክንክን ብምግባር ናብ ቤተሰብ ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተወገነ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.